EMN
Written by
in
ሰላም ብስር፤
Test Image
ጽምዶ’ዘን ሰለስተ ጋዜጠኛታት ማሕበራዊ ሚድያ እዘን እንርእየን ዘለና ጋዜጠኛታት ማሕበራዊ ሚድያ ዮናን ተኸስተ፡ ብስራት ብርሃነን ሰሰን ዓንደሚካኤልን ኣብ ኤርትራ ኮይነን ኣብ በበይኑ ቻነላት መሳጢ መደባት ኣብ ዩ ትዩብ ዘቕርባ እየን። ዝሓለፈ ቅዱስ ዮውሃንስ ከኣ ሰለስቲኤን ጋዜጠኛታት ጽምዶ ፈጢረን ብሓባር ፍሉይ መደብ ናይ ኣውደኣመት ሰሪሐን ንህዝቢ ግርም ከዘናግዓ ውዒለን። ንምውዳቡን ካልእ ተክኒካዊ ጉዳያትን ደኣ ኣይጥዕምን ከይከውን እምበር ብጽምዶ ኴንካ ዝበለጸ መደባት ዩ ትዩብ ክስራሕ ከምዝከኣል ዮናን፡ ብስራትን ሰሰንን ኣርእየን ኣረጋጊጸን ኣለዋ
Bini xhuf mexyu
ባዕላ እያ ደጊማቶ ኣነ ሓንቲ እየ ሰዲደ ክክ
ሰላም ብስር
ቢኒ ከመይ ኣምሲኻ ብኣቀጻጸራ ኤርትራ ሓሙስ 18 መስከረም ሰዓት 8፥37 ድ ቀ
ቢኒ መጽየ ኣለኩ
9፥45
Mic free ወዲ ማሪቆስ
እዚ ትክስት ከይትሸገርካ ሸትት ሸትት ኢሉ ክከይድ ከሎ ዝስምዓኒ ሓጎስ ወስን የብሉን 😹😹😹
ክፍሊ-ባህልን-ስፖርት-ዞባ-ማእከል፣.pdf
መጺኪ’ዶ ብስር
ዓቢ PDF እዩ ንኽትከፍትዮ ተሸጊርኪ ኣንኢሰ ክሰደልኪ
ወላ እቲ ዝዓበየ ንዓካ ሕዜ ዳ ኣይትሰከፍ 😜🤣😜🤣
ኦኦ ገለ ደሊኺ ኣለኺ ማለት እዩ ክክክ
🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
1G ኣለኺ ዶ
ዋይይይይ ኣታ ዘይትስተር ከ 😹😂😹😂
ዶውሎድ ይግበሮ ኣለኩ
ብስር ናይ ወዲ ፈራዳይ ን ሰለሙን ደዊለ ብተገዳስነት ሕዝዋ ኢለዮ ኣለኹ፣ እቲ ኣነን ንስኽን ክንገብሮ ዝግበአና ድማ ኣይገብርናን ዘለና። ብዛዕባ እታ ትድለይ ዘላ ሾው ምርካብ ማለተይ እየ
ምስ ወዲ ፈርዳይ ተራኺብና ኔርና ሶኒ ክንህበኩም ምኻና ተርዳሲና ኣለና ኣነ ንዓኻ ጽባሕ ክሰደልካ እየ
ብጣዕሚ ጽቡቅ ጽባሕ ክጽበየኪ እየ
ሕራይ
ክክክ
ቀሪብኪ ኢኺ ዓቕሊ ብስር
ብስር ቆቓሕ ፣ EMN ዝኽፍሎ……
😹😹😹
ካሊእ እንታይ ኣሎ ሓድሽ
ናይ ሴለ ኣኺራክኒ ብ ቮይስ ክንግረካ እየ ክክ
ወዲ ማሬ
ከምይ ጸኒሕካ
ልክዕ 11፥05 ይጽሕፈልካ ኣለኩ
ንጹር እንተዘይመጽዩ ዓቢ ክሰደልኪ
ዓሙ
ብስር ኣለኺ ዶ
መጺኻ ዶ ወዲ ማሬ
ብስር
ኣቤት
እዋይ ” ኣቤት” ኢለ 🤦♀️ edit delete ዘይብሉ ካ እዚ ኣፕፕ ክክክ ተጠንቂቅና ክንዛረብ
ከምይ ኣምሲኻ
ብ ኣቀጻጽራ ኤርትራ ሰዓት 10፡03 ልክዕ ይሰድድ ኣለኪ ንፈተነ
ብስር ሰላም ዶ እንታይ ደኣ ኢንተርነት ኣቢኪ ድዩ
እህእ ኣብዩኒ 🐱😔
እምበር ምሸት ምድሪ ዶ ብጽምዋ ይዛወር ኮይኑ ተገዲድና እምበር😹😹😹😹
ዓይኒ ከተማ እሞ እንታይ ክንሕግዝ
ትሕሾ ሽላ ከተማ ክክክ ከምቲ ልሙድ ክንደይ ከምይ ትኽይድ ኣላ ንገርኒ
Realtime Updating live 2,320 Views · Last 60 minutes
Views 2.5K
https://www.youtube.com/watch?v=9ipkJhbWF9A
ቢኒ ኮፕይ ዳ ደይከውን ክክክ ብ መስንጀር ስደደለይ
ኣነስ ክንደይ እየ ክጽወር ኣነ ምስኪኒ ኣነ 🤦♀️
ክንደይ ሰዓት ጌራ
ኣንታ ቢኒ ኣብይኒ 😭😭😭😭
ብጻይ መዓረይ
ንሽገር ኣላና ኢንተርነት እባ ተገደሱሉና በጃኹም
🧐
እዚኣ ናብ ናይ ሄርሜላ ሞባይል ስደድያ
https://play.google.com/store/apps/details?id=com.emncreatorapp&pcampaignid=web_share
ቢኒ
ብስራት-Payout-Statement-EMN-PAY-20251106-3295
Comments
72 responses to “Bisrat – 3”
Test Image
ጽምዶ’ዘን ሰለስተ ጋዜጠኛታት ማሕበራዊ ሚድያ
እዘን እንርእየን ዘለና ጋዜጠኛታት ማሕበራዊ ሚድያ ዮናን ተኸስተ፡ ብስራት ብርሃነን ሰሰን ዓንደሚካኤልን ኣብ ኤርትራ ኮይነን ኣብ በበይኑ ቻነላት መሳጢ መደባት ኣብ ዩ ትዩብ ዘቕርባ እየን። ዝሓለፈ ቅዱስ ዮውሃንስ ከኣ ሰለስቲኤን ጋዜጠኛታት ጽምዶ ፈጢረን ብሓባር ፍሉይ መደብ ናይ ኣውደኣመት ሰሪሐን ንህዝቢ ግርም ከዘናግዓ ውዒለን።
ንምውዳቡን ካልእ ተክኒካዊ ጉዳያትን ደኣ ኣይጥዕምን ከይከውን እምበር ብጽምዶ ኴንካ ዝበለጸ መደባት ዩ ትዩብ ክስራሕ ከምዝከኣል ዮናን፡ ብስራትን ሰሰንን ኣርእየን ኣረጋጊጸን ኣለዋ
Bini xhuf mexyu
Bini xhuf mexyu
ባዕላ እያ ደጊማቶ ኣነ ሓንቲ እየ ሰዲደ ክክ
ሰላም ብስር
ቢኒ ከመይ ኣምሲኻ ብኣቀጻጸራ ኤርትራ ሓሙስ 18 መስከረም ሰዓት 8፥37 ድ ቀ
ቢኒ መጽየ ኣለኩ
9፥45
Mic free ወዲ ማሪቆስ
እዚ ትክስት ከይትሸገርካ ሸትት ሸትት ኢሉ ክከይድ ከሎ ዝስምዓኒ ሓጎስ ወስን የብሉን 😹😹😹
ክፍሊ-ባህልን-ስፖርት-ዞባ-ማእከል፣.pdf
መጺኪ’ዶ ብስር
ዓቢ PDF እዩ ንኽትከፍትዮ ተሸጊርኪ ኣንኢሰ ክሰደልኪ
ወላ እቲ ዝዓበየ ንዓካ ሕዜ ዳ ኣይትሰከፍ 😜🤣😜🤣
ወላ እቲ ዝዓበየ ንዓካ ሕዜ ዳ ኣይትሰከፍ 😜🤣😜🤣
ኦኦ ገለ ደሊኺ ኣለኺ ማለት እዩ ክክክ
🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
1G ኣለኺ ዶ
ዋይይይይ ኣታ ዘይትስተር ከ 😹😂😹😂
ዶውሎድ ይግበሮ ኣለኩ
ብስር ናይ ወዲ ፈራዳይ ን ሰለሙን ደዊለ ብተገዳስነት ሕዝዋ ኢለዮ ኣለኹ፣ እቲ ኣነን ንስኽን ክንገብሮ ዝግበአና ድማ ኣይገብርናን ዘለና። ብዛዕባ እታ ትድለይ ዘላ ሾው ምርካብ ማለተይ እየ
ምስ ወዲ ፈርዳይ ተራኺብና ኔርና ሶኒ ክንህበኩም ምኻና ተርዳሲና ኣለና ኣነ ንዓኻ ጽባሕ ክሰደልካ እየ
ብጣዕሚ ጽቡቅ ጽባሕ ክጽበየኪ እየ
ሕራይ
ክክክ
ቀሪብኪ ኢኺ ዓቕሊ ብስር
ብስር ቆቓሕ ፣ EMN ዝኽፍሎ……
😹😹😹
ካሊእ እንታይ ኣሎ ሓድሽ
ናይ ሴለ ኣኺራክኒ ብ ቮይስ ክንግረካ እየ ክክ
ወዲ ማሬ
ወዲ ማሬ
ከምይ ጸኒሕካ
ልክዕ 11፥05 ይጽሕፈልካ ኣለኩ
ንጹር እንተዘይመጽዩ ዓቢ ክሰደልኪ
ዓሙ
ብስር ኣለኺ ዶ
መጺኻ ዶ ወዲ ማሬ
ብስር
ኣቤት
እዋይ ” ኣቤት” ኢለ 🤦♀️ edit delete ዘይብሉ ካ እዚ ኣፕፕ ክክክ ተጠንቂቅና ክንዛረብ
ወዲ ማሬ
ከምይ ኣምሲኻ
ብ ኣቀጻጽራ ኤርትራ ሰዓት 10፡03 ልክዕ ይሰድድ ኣለኪ ንፈተነ
ብስር ሰላም ዶ እንታይ ደኣ ኢንተርነት ኣቢኪ ድዩ
እህእ ኣብዩኒ 🐱😔
እምበር ምሸት ምድሪ ዶ ብጽምዋ ይዛወር ኮይኑ ተገዲድና እምበር😹😹😹😹
ዓይኒ ከተማ እሞ እንታይ ክንሕግዝ
ትሕሾ ሽላ ከተማ ክክክ ከምቲ ልሙድ ክንደይ ከምይ ትኽይድ ኣላ ንገርኒ
Realtime
Updating live
2,320
Views · Last 60 minutes
Views
2.5K